ሕጊ ዝምድና

ብቕዓት

ነዚ ኣገልግሎት ንምጥቃም ዕድሚኡ 18 ዓመትን ካብኡ ንላዕልን ክኸውን ኣለዎ።

ኣካውንት

ቁፅሪ ስልክኹም ከምኡ`ውን ናይ መሕለፊ ቃልኩም ድሕንነት ዘለዎ ምግባር ሓላፍነትኩም`ዩ።

ኣታዊ ከምኡ`ውን ምውፃእ

ኣታዊ ድሕሪ ምርግጋፅ ናይ ቴሌብር ግብይት ይውሰኽ። ናይ ምውፃእ ሕቶ ኣብ 24 ሰዓታት ይረአ።

ጨዋታ

ነፍሲ ወከፍ ጨዋታ ብርእሱ ዝኸኣለ`ዩ።

ሓላፍነታዊ ጨዋታ

ኣብ ዓቕምኹም ተፃወቱ።

ጭቕጭቕ

ጭቕጭቕ ጨዋታ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብ 7 መዓልትታት ክለዓል ኣለዎ።

ለውጥታት

እዞም ውዕላት ክዕደሱ ይኽእሉ`ዮም።